Our legal system is enormous, complex and constantly changing. The process of selecting a lawyer for your needs can be especially challenging. The Law Office of Simret Zeru proudly counsels clients in a wide range of issues. We provide aggressive representation in cases that involve cutting edge legal issues including: ∙Immigration ∙Contracts ∙Personal injury ∙Real estate law Call now to schedule a free consultation! |
| ስርዓተ ሕግታትና ብዙሕ ጉዳያት ዘካተተን፣ ሕልኽላኻት ዝመለኦም ከምኡ’ዉን በብግዚኡ ዝለዋወጡ እዮም። ስለዝኾነ ጉዳያት ንምስላጥ ናይ ሕጊ በዓል ሙያ ምምራጽ ብፍላይ ኣዝዮ ኣጸጋሚ እዮ። ናይ ኣቶ ስምረት ዘርኡ ቤት ጽሕፈት ሕጊ ኣብ ኩሉ መዳያት ሕጊ ንዓማዊል ምኽሪ ንምሃብ ቁሩብ እዩ። ቤት ጽሕፈትና ንዝተፈላለዩ ጉዳያት ዝህቦ ናይ ዉክልና ናይ ሕጊ ምኽሪታት ሉዑል ዓቕሚን፣ ጉዳያት ኣብ ዉሽጢ ሓጺር እዋን ናይ ምፍጻም ብቕዓት ኣለዎ። ኣገልጉሎታትና ፣ · ኢሚግረሽን · ዝተፈላለዩ ኮንትራታት · ናይ ሓደጋ ጉዳያት · ናይ ሪል እስቴት ሕግታት ነጻ ናይ ሕጊ ቆጸራ ንምርካብ ብስልኪ ቁጽሪ 202-294-2014 ይደውሉ። ምኽሪ ንምሃብ ወትሩ ዱሉዋት ኢና። |
